"ናይ ክፍለ-ዘመን ቀብሪ" ክብሉ ይጽውዕዎ ኣለዉ። ካብ 12 ክሳዕ 20 ሚልዮን ዝዀኑ ሰባት ክሳተፉ ከም ዝኽእሉ ዝገለጹ ሰበስልጣን ኢራን፡ እቲ ተገይሩ ዘሎ ምድላዋት ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ንዝዀነ ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ብግህዶ ውልቃዊ ስልጣኑ ናይ ምርኣይ ወይ ናይ ምጉላሕ ባህጊ ዘለዎ ይመስል። ኣብ ኣደባባይ ብግልጺ ብዝንእድዎ ሰበስልጣንን ኣባላት ካቢነ እዩ ተኸቢቢ ዘሎ። ካብ ሞጐሱ ...
እቶም ኣብ ሱዳን ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ዳዕመ-ሰሪዕ፡ ዝሓለፈ ዓመት ንኸተማ ኤል-ፋሸር ንምቍጽጻር ኣብ ዘካየዱዎ ወፍሪ፡ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ምጽናት ዓሌትን ከም ዝፈጸሙ ሓደ ጸብጻብ ትካል ...
End of ብብዝሒ ዝተነበ ምንጪ ስእሊ, Blen Yosef/ Haile Roots/ Tsehaye Yohannes FB ...
ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝዀነ ባንኪ ጸባ ጡብ ኣደ፡ ኣብ ሃዋሳ 'ኮምፕረሀንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል' ተኸፊቱ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብምኒስተር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምስ ካልኦት ፕሮጀክትታት ...
ኣብ ኢድ ቢቢሲ ትግርኛ ዝኣተወ፡ ብረቡዕ 17 ሰነ 2018 ዓ.ም.ግ ዝወፅአ ደብዳበ፡ እቲ ንሕገ-መንግስታዊ መትከላት ዝጥሕስ ተባሂሉ ዝንቀፍ ኣዋጅ፡ ካብቲ ዝተጠቐሰ ዕለት ጀሚሩ ግብራዊ ክኸውን ...
© 2026 BBC. ቢቢሲ፡ ንትሕዝቶ ካልኦት መርበባት ሓበሬታ ሓላፍነት ኣይወስድን። ብዛዕባ ምስ ናይ ደገ ...
ክልተ ኣሕዋት ኣብ ቤት ትምህርቲ ምስ ነንበይነን ጋንታታት ክስለፉ ብዙሕ ግዜ ዝርኣይ'ዩ፡ ካብኡ ሓሊፎም ኣብታ ዝነብሩላ ከተማ መምስ ጋንታኦም ኮይኖም ኣንጻር ክጋጠሙ ርኢኻ'ውን ዜና ዘይክኸውን ...
ሳልሳይ፡ እቲ ኣስታት ህይወት 100 ሽሕ ሰባት ዝቐዘፈ ኲናት ብስምምዕ ኣልጀርስ ደው ምስበለ፡ ካብ 2001 ክሳብ 2007 ኣብ ዝተኻየደ መደብ ምጥያስ ልዕሊ 105,000 ኣባላት ሃገራዊት ኣግልግሎት ...
ወ/ሮ ኣዳነሽ፡ ኣብ 1929 ኣብ ከተማ ኣስመራ ካብ ኣቦአን ኣቶ በርሀ ወልደሃዋርያትን ኣደአን ወይዘሮ መድህን ስእሉን ዝተወልዳ ኰይነን፡ መባእታዊ ትምህርተን ኣብ ስኳላ ቪቶርዮ እየን ከም ዝተኸታተላ ...
End of ብብዝሒ ዝተነበ ድሕሪ ዓመት ኣይቪ ተወሊዳ። ማእከላይ ስማ ማርቬላ (ተኣምር) ማለት እዩ። "እተን ትሽዓተ ኣዋርሕ ጥንሲ ኣዝየን ዘፍርሓ እየን ነይረን፣ ምኽንያቱ ኣብ ዝዀነ እዋን ንኽስእና ...
(መሰል ርእሰ-ውሳነ)፡ ጉዳይ ኣዲስ ኣበባን ኦሮምያን፡ ከምኡ'ውን ቅርጺ ስርዓተ-መንግስቲ ብቐዳምነት ተሰሪዖም ይርከቡ። ዋና ኮምሽነር ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ፡ ብረቡዕ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results